IMPORTANT PUBLICATIONS | ኣገደስቲ ጽሑፋት

ንሓደስቲ ኣጋይሽ ዝኸውን ሓበሬታ (ካብ ስደት ብስፖንሰርሺፕ ዝመጻኹም)

እዚ ጽሑፍ’ዚ ብሓልዮት ክፍሊ ማሕበራውን መንግስታውን ናይ ቤትኤል ቤተ-ክርስትያን ዝተዳለወ ኮይኑ፡ ሓጋዚ ሓበሬታ ክትረኽቡሉ ተስፋ እናገበርና፡ ተወሳኺ ሕቶ ምስ ዝህልወኩም፡ በቲ ኣብ ውሽጢ’ዚ ጽሑፍ’ዚ ተጠቒሱ ዘሎ ቁጽሪ ቴሌፎን ደዊልኩም ሓገዝ ክትረኽቡ ከም እትኽእሉ ክንሕብረኩም ንፈቱ።

VIEW | DOWNLOAD THE PUBLICATION – 2026

An intelligent heart acquires knowledge, and the ear of the wise seeks knowledge – Pro: 18:15

Scroll to Top