
- This event has passed.
Worship With Yoni & Sosi
March 13, 2020 - March 15, 2020

ፍሉይ ናይ ምንቕቓሕን ኣምልኾን መደብ
13-Mar-2020 – 15-Mar-2020
“እንሆ ፡ ንኹሉ የሐድሶ ኣለኹ” ራኣ 21:5 ፣ ፍሉይ ናይ ምንቕቓሕን ኣምልኾን መደብ ፡ ምስ ፓስተር ዮናታን & ዘማሪት ሶስና ፡ ኣብ ቤትኤል ወንጌላዊት ቤተክርስትያን ኤርትራዉያን ኣብ ኤድመንተን፣ ካብ መጋቢት 13 – 15 ኣብ ዝካየድ መደብ ክትሳተፉ ንዕድም። Worship and Revival Conference , Please Come and Worship With Us at Bethel Eritrean Evangelical Church of Edmonton, with Pastor Yonatan and Sosna. March 13 – 15